foreign-policy-goals

ሸቶ ወጻኢ ዝምድናታትና Goals of our Foreign Policy

እዘን ዝስዕባ ሓሙሽተ ስትራተጂካዊ ናይ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረብሓታት ንናይ ውሽጢ ስትራተጂካዊ ረቛሒታት እንተ ብኣወንታ ወይ ብኣሉታ ዝጸልዋ እየን። ንሳተን ከኣ

  1. መንነት፡ ታሪኽናን ባህልናን
  2. ጸጥታ
  3. ጸጋታት ከም ፋይናንስ፡ ማዕድንን ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታትን
  4. ቴክኖሎጂ ስነፍልጠትን ዘመናዊ ናይ ምሕደራ ስርዓትን
  5. ዕዳጋ
  6. ኣብ ወጻኢ ዘሎ ህዝብና

ስለዚ ልኡላዊ ናይ ወጻኢ ፖሊስና ኣብዘን ሓሙሽተ ሃገራዊ እስትራተጂካዊ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ረብሓታት ዝተሞርኮሰ ይኸውን።