
ሸቶ ወጻኢ ዝምድናታትና Goals of our Foreign Policy
እዘን ዝስዕባ ሓሙሽተ ስትራተጂካዊ ናይ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረብሓታት ንናይ ውሽጢ ስትራተጂካዊ ረቛሒታት እንተ ብኣወንታ ወይ ብኣሉታ ዝጸልዋ እየን። ንሳተን ከኣ
- መንነት፡ ታሪኽናን ባህልናን
- ጸጥታ
- ጸጋታት ከም ፋይናንስ፡ ማዕድንን ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታትን
- ቴክኖሎጂ ስነፍልጠትን ዘመናዊ ናይ ምሕደራ ስርዓትን
- ዕዳጋ
- ኣብ ወጻኢ ዘሎ ህዝብና
ስለዚ ልኡላዊ ናይ ወጻኢ ፖሊስና ኣብዘን ሓሙሽተ ሃገራዊ እስትራተጂካዊ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ረብሓታት ዝተሞርኮሰ ይኸውን።