national-identity

ሃገራዊ መንነትና National Identity

ብመሰረት መዝገበ ቃላት እንግሊዜኛ (oxford English dictionary) ሕጋዊ ተቐባልነት ዘለዎ መቦቆላዊ ወይ ነባሪ ዜጋ ናይ ሓንቲ ሃገር ክኸውን ከሎ፡ መንነት ከኣ ብኻልእ ኣካል ወይ ነገር ዘይውነን ፍሉይ ሕላገት  ምህላዉ እዩ።

እቶም ኣርባዕተ ቀንዲ መለለዮ ሕላገት አግኣዚናዊ/ ትግራዋይ/ ትግርኛ መንነት እዞም ዝስዕቡ እዮም፡

ሀ. ግእዝ/ ትግርኛ ቛንቛን ፊደላትን

ለ. ንመሬትና ኣግኣዝያን/ ትግራይ ( ናይ ሎሚ ኤርትራን ትግራይን) ዘለና ስምዒት

ሐ. ታሪኽናን

መ. ታቦትና ወይ ኦሪታዊ ሃይማኖትናን።