ethnic-cleansing

ምጽናት ዓሌት ትግርኛ Ethnic Cleansing

ብመስረት ዊኪፐድያ ዓሌታዊ ምጽራይ ማለት ብሃቐና ዓሌታዊ ጃምላዊ ህልቂት ንሓደ ዓሌት ወይ ሃይማኖታዊ ጉጅለ ብሓደ ካብኡ ዝሕይል ጉጅለ ብሓይሊ ካብ ሓደ ከባቢ ምጽናት ወይ ምእላይ  እዩ። እዚ ብመልኽዕ ምፍርራሕ፡ ግዱድ ስደት(ምስጓግ፡ ፍልሰት ህዝቢ) ወይ’ውን  ጃምላዊ ቅትለትን ዓመጽን ክኸውን ይኽእል።

ምፍጣር ሓደ ሃገራዊ መንነት ኣብ መንጎ እዘን ትሽዓተ ብሄራት ምፍጣር እቲ ቐንዲ ፖሎቲካዊ ዕላማ ናይ ህግደፍ እዩ። እዘን ትሽዓተ ብሄራት ኣዝዩ ዝተፈላለየ ማሕበራዊ፡ ባህላውን ቑጠባውን ድሕረባይታ ዘለወን እየን። ዝበዝሐ ህዝቢ ትግርኛ ሓረስታይ፡ ሰብ ከብቲን ነጋዳይን ኮይኑ ኣብ ቀዋሚ ዓድታት ይነብር። እቶም ውሁዳን ግን ሰበኽ ሳግም እዮም። ትግርኛ ደቀባት ኤርትራ እዮም። እቶም ውሁዳን ዓሌታትን እንዳታትን ግን መጻእተኛታት እዮም። ትግርኛ ሓደ ባህሪ ዘለዎን ናይ ገዛእ ርእሱ ፊደላትን ዝተጻሕፈ ጥንታዊ ሕግን ዘልዎ ህዝቢ እዩ።  ውሁዳን ግን ቀቢላውን እንዳውን መንነት ኣለዎም።ካብ ኩሎም እዞም ውሁዳን ዓሌታት እቲ ዝሃብተመ ትግርኛ እዩ።

ህግደፍ ንእስላም ከም ዝተበደሉን ዝተጸቕጡን ግዳያት እዩ ዝርእዮም። ትግርኛ ኣብ ታሪኹ ንምድረ እስላም ወሪሩ ኣይፈልጥን። ብኣንጻሩ እስላም ኣብ ትሕቲ ኣሕመድ ኢብን ኣል-ጋዚ ብ ‘’ወራሪ’’ ዝፍለጥ፡ ቱርካውያን ኦስማናውያን ኣብ 16 ክፍለዘመን፡ ደርቡሽ ሱዳን፡ ግብጽን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ( ተሓኤ)ን ዝተፈላልየ ገበናት ኩናትን ህልቂትን ኣብ ልዕሊ ትግርኛ ፈጺሞም እዮም።

እቶም  ዝተጨውዩ ንዝተፈላለየ ገበናት ማለት መባደሊ፡ ጾታዊ ጊላታት፡ መሸጣ እካላት ወዲ ሰብ ወዘተ ዝወዓሉ ኩሎም ካብ ትግርኛ እዮም። ትግርኛ ብምዃኑ ድኣ እምበር ኤርትራዊ ብምዃኑ ዝተሰየፈን ዝተሸጠን የለን። ኩሉ ዘጋጠመ ምስልምና ስለ ዘይተቐበልና እዩ።

ethnic-cleansing1

ብመሰረት ሙሉብርሃን ሓጎስ መምህር ሕጊ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣስመራን ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርድን፡ ኣብ ጉዳይ መሰላትን ውሕስነትን ደቀንስትዮ ትግርኛ  ኤርትራ  ሕጊ እንዳ’ባ ነቲ ብህግደፍ ዝተነድፈ ሕጊ ብሸውዓት ዓንቀጻት ይበልጾ። እዚ ማለት መሰላት ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ካብቲ ቅድሚ 500 ዓመት ዝያዳ ሎሚ ተረጊጹ ንረኽቦ።

ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ጓል ኣንስተይቲ ትግርኛ እታ ዝያዳ ኩሉ ዘይከበረት፡ ውሕስነት ዘይብላ፡ ዝተነጽገት፡ ዝተዓመጸትን ዝሓሰረትን ሰብ ኣብ ኤርትራ ኮይና ትርከብ። ኣደ መንበር ሃማደኤ ነበርን ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህግደፍን ወ/ሮ ልኡል ገብርኣብ ብቕሉዕ በዓልቲ ክልተ ሓዳር ኮይና ትርከብ።  ብምትላል፡ ብሓይሊ ወይ ውን ብምዝመዛ መብዛሕትኦም ኣብ ማእከላይ ይኹን ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ መሪሕነት ወተሃደራዊ መሪሕነት ዝርከቡ ሓለፍቲ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንዝርከባ ደቀንስትዮ ትግርኛ ከም ጊላታት ጾታ ሒዞመን ይርከቡ። መብዛሕትኦም ከኣ ክልተ ወይ ልዕሊኡ ኣንስቲ ትግርኛ ኣለውኦም። ዓመጽ ጓል ኣንስተይቲ ትግርኛ ልሙድ ተርእዮ ናይዞም ሓለፍቲ እዩ።

ethnic-cleansing2

ብሰንኪ ህግደፍ ጓል ኣንሰተይቲ ትግርኛ ኣብ ዓለም ኣታ ዝሓሰረት ኮይና ትርከብ። ደቅና፡ ኣሓትናን ኣዴታትናን መጻወቲ ዓዋሉ ህግደፍ፡ ኣዕራብን ኣፍሪቃውያንን ኮይነን ይርከባ። ብሰሪ ህግደፋዊ  ምህንድስና ሕበረተሰብ ኣብ ታሪኽ ንፈለማ ግዜ ጓል ኣንስተይቲ ትግርኛ  ኣብ ኤርትራ፡ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኤውሮጳን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ምንዝርና ተዋፊራ ትርከብ። ብሓቂ ኣብ ታሪኽና ዝተሓተን ዝጸልመተን እዋን።

ንሓደ ስልጣነ ክትቀትል ኣንተድኣ ደሊኻ፡ ፈለማ ክትሃርሞ ዘለካ ንደቀንስትዮ እቲ ስልጣነ ምውቓዕ እዩ። ህግደፍ ነቲ ሃገራዊ ባህላዊ መንነት ትሽዓተ ብሄራት ዝብል ኣምሩ ንምትግባርን ንስልጣነና ኣጥፊእካ ሓድሽ ስልጣነ ንምትካልን ቀንዲ ዕላማ ዝገበረን ደቂ ኣንስትዮና እየን። ስለዚ ከኣ’ዩ ህግደፍ ዕላማ ዝገብረን። እዚ እዩ እምበኣር ምጽናት ዓሌት ብስዉር ሽርሕታት ህግደፍ። ኣብ 1992 ሓንቲ ኣብ ባር እትሰርሕ ዝነበረት ሰብ፡ ሃይማኖታ ምስልምና ብምኻኑ ጥራይ ብ መሓሙድ ሸሪፎን ኣልኣሚን ገረውኛ ንስዕዲ ዓረብ ክተከይድ ሓለፋ ተገይሩላ። ምስ ትሕቲ ዕድመ ኣዋልድ ትግርኛ ኣብ ፈቐዶ ለይታዊ ትልሂት ምሕዳር ግን ከም ሓጎስ ይቖጽርዎ ነይሮም። ብሰንኪ ኣባላት መሪሕነት ትግርኛን እስላምን  ዝግበረለን ምሕብሓብ ደቀንስትዮ ምስልምና ከም ክቡራት፡ ውሑሳትን ልዑል ክብርን ከምዝህልወን ተገይሩ ካብ ምንዝርና ተኣልየን ይርከባ።

ብመደባት ሃገራዊ ኣገልግሎትን ክረምታዊ ማእቶትን ጾታውነት ህጻናት ተማሃሮ ደቀንስትዮ ትግርኛ ከም ዝተባባዕ ተገይሩ። ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ጥንሲ መንእሰያት ደቀንስትዮ ትግርኛ ብተዓጻጻፊ ክውስኽ ከሎ ዝኾነ ናይ ጥንሲ ሽግር ኣብ ደቀንስትዮ ምስልምና ግን የለን። ቅድሚ 1991 ማሕበራዊ ሽግራት ከም ምውላድ ቅድሚ መርዓ ኣብ ኤርትራ ኣይነበረን። ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 90% ህጻናት ትግርኛ ብሰንኪ ውትህድርና፡ ስደት ወይ ውን ብወሰን ምውላድ ብዘይ ኣቦ ይዓብዩ ኣለዉ። እዞም ማሕበራዊ ሽግራት ኮነ ኢልካ ንመንነት ትግርኛ ንምድኻምን ንምዕናውን ዝተመደበ እዩ። ብምኽንያት ምህላው ዝሓሸ ቁጠባዊ፡ ፖሎቲካዊን ባህላውን ንቕሓት፡ ህግደፍ ትግርኛ ኣብ ምልዋጥ ቀቢላውያንን እንዳውያንን ዓሌታት ዝለዓለ ሓላፍነት ከምዘለዎ ይኣምን። ቅዲ ህግደፍ ከም ሃገራውነት ትግርኛ እዃ ኣንተኾነ፡ ኣድማሳውነት፡ ዓለምላኻውነትን ባህላዊ ብዙሕነትን ዝኣመሰሉ ሑሉፋት ባእታታት ግን ሓቒፉ ይርከብ። ስለዚ እዩ ከኣ ንህዝቢ ትግርኛ ኣዕሚቑ ዝመዝመዘ። ነዞም ልዒሎም ዝተጠቁ ዕላማታቱ ክሃርም እንተድኣ ኮይኑ ከኣ ነቲ ጽኑዕ ህዝበ ትግርኛ ካብ ኤርትራ ከጥፍእ ኣለዎ።

ethnic-cleansing3

ፖሊሲታት ትምህርቲ፡ ወጻኢ፡ ሚድያ፡ ባህሊ፡ ቁጠባ፡ መንበሪ ኣባይቲ፡ መጉዓዝያ፡ ጥዕናን ግብርን ኮነ ኢልካ ንሃገርውነትን ሓርበኛነትን ትግርኛ ንምድኻም ዝተሃንደሰ እዩ። ሃገራውነት ህዝብታት/ዓሌታት ኣብ መግለጺታት ፖሎቲካዊ ስነ ፍልጠት ኣይንረክብን ኢና። ኤርትራ ሃገር ህዝቢ ናይ ብዙሓት ህዝብታት ስለ ዝኾነት ኤርትራውነት ኣህጉራውነት ወይ  ዓለማውነት ማለት እዩ። ብምኽንያት ምህላው ብዙሓዊ ዓሌታዊ መንነት ኤርትራዊ መንነት ማለት እንታይ ማለት ምኻኑ ብንጹር ክፍለጥ ኣይከኣልን እዩ። ኣብ ኤርትራዊ ትግርኛዊ ሃገራውነት ወይ ሓርበኝነት ምስ ትሕተ-ሃገራውነት ዝቑጸር ከቢድ ገበን እዩ። ብዓይኒ ትሕተ-ሃገራውነት ትግርኛ እንተድኣ ተጠሚትካ ትጽብየካ ዕጫ ሞት ጥራይ እያ።

ቕርጺ ኣቓውማ ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ስድራቤታትን ዓድን ዝተሞርኮሰ ኮይኑ፡ ሓባራዊ ዋንነት ሕርሻ፡ መግሃጫን መንበርን መሬት ይውንን። ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ምምስራትን ምዕቃብን ስድራቤታት ናብ ዘይከኣለሉ ደረጃ ኣውሪድዎ ይርከብ። ቅድሚ 1991 99% ህዝቢ ትግሪኛ ሓዳር ይምስርቱን ሓዳሮም ከኣ ክሳብ ብመወዳእታ ይጸንዕን ነይሩ።ኣብዚ ግዜ ግን ኣውዳትን ኣዋልድን ትግርኛ ሓዳር ክምስርትሉ ወይ ሓዳሮም ክዕቅብሉ ኣብ ዘይክእሉ ደረጃ ወሪዶም ይርከቡ።ብዘይ መርዓ ዝውለዱ ቆልዑት ኣዝዮም በዚሖም ይርከቡ። ጥንሲ ጎራዙ ቅድሚ ናጽነት ዘይሕሰብ ዝነበረ ሎሚ ከም ልሙድ ተርእዮ ተወሲዱ ይርከብ። ብዙሓት ከኣ ብዘይ ውላድ ተሪፎም ይርከቡ። ካብ ገጠራት ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ ቤተን ዝወጻ ደቕንስትዮ መወዳእታአን ምንዝርና ኮይኑ ይርከብ። ኤርትራ ካብ ሱዳንን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምዕራብ ንወሲባዊ ቱሪዝም ብምምጽእ ንድኽነት ትሕቲ ዕድመ ደቀንስትዮ ትግርኛ መዝሚዞም ዘበላሽው ተበለጽቲ መነሃርያ ኮይና ትርከብ።

ethnic-cleansing4

ቅድሚ መግዛኣቲ ጥልያን ኣብ ኤርትራ ብሕታዊ ዋንነት መሬት ኣይነበረን። መሬት ከበሳ ብዓድታት ክውነን ከሎ፡ ብዓሶ ዝተጥቕዐ ምብራቓውን ምዕራባውን መታሕት ከኣ ኩለን ዓድታት ትግርኛ  ዝውነን ብሓባር ዝጥቀማሉ መሬት እዩ። ዋላ’ኳ ውሑድ መሬት ንንግዳዊ መዓላ ብጥልያን ዝተሃገረ፡ ካልእ ዝኾነ መሬት ኣብ ዘመን ጥልያንን ሃይለስላሴን ዝተሃገረ ኣይነበረን። ሕጂ ግን ህግደፍ ንኩሉ መሬት ዋንነት መንግስቲ ብምግባር ንህዝቢ ትግርኛ ኣቐርሒኑ ይርከብ።

ምህጋር ምሬት ነቲ ብማዕርነት ተኸባቢሩ ዝኸይድ ዝነበረ ማሕበርሰብ ትግርኛ ተስፋ መጻኢ ኣጸልሚትዎ ይርከብ። ልዕሊ ኩሉ ግን ስደት ንቐጸላታት ህዝቢ ትግርኛ ኣዳኺምዎ። ኣማኢት ስድራቤታት ብዘይ ሓድጊ ጸኒተን። ብዙሓት ዓድታት ትግርኛ ብኣረጋውያን ጥራይ ተመሊአን ይርከባ። ጥንታዊ መንነት፡ ባህሊን ክብርታትን ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ስደት ሓደ ወለዶ እኳ ክሓልፍ ኣይከኣለን። ትግርኛ ብዘይ መሬቱን ማሕበረሰቡን ዝኾነ መንነትን ተስፋን የብሉን።

 

ቅድሚ 1991 ልዕሊ 60 ስድራቤታት ዝነበራ ሓንቲ ዓዲ ምስልምና ኣብ ኤርትራ ኣይነበረትን። ሎሚ ግን ኣሽሓት ስድራቤታት ዝውንና ኣማኢት ዓድታት ብህግደፍ ተዶኪነን ይርከባ።  ቅድሚ ሕጂ ብጀካ ኣኽርያ ሰፈር እስላም ኣይነበረን ሎሚ ግን ኣብ ኩሉ ከባቢታት ኣስመራ ዓብለልቲ ኮይኖም ይርከቡ። ቅድሚ ናጽነት 3% ዝነበረ ብዝሒ እስላም ኣባላት ሰራዊት፡ ሎሚ ናብ ልዕሊ 65% ዓብዩ ይርኸብ። ኣብ ነኣሽቱ ንግድን ሲቪላዊ ኣገልግሎታትን ውን እቲ ናህሪ ተመሳሳሊ እዩ።

ቅድሚ 1988 ኣብ ገድሊ ደቀንስትዮ እስላም ትግረ ልዕሊ ጎሎአን ኣይክደናን፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ብሓንሳብ ይስዕስዑ ወዘተ ነይሮም። ሎሚ ሳላ ህግደፍ ዘይተሓስበ ምስፍሕፋሕ ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎትታት ወዘተ ምስረኸቡ ግን ኒቃብን ቡርቃን ምኽዳንን ካብ ባህላዊ ሳዕስዒት ምሕራምን ወዘተ መጺኡ። ዝኾነ ዝተማህረን ቁርኣን ምንባብን ምርዳእን ዝጀመረ ኣስላማይ ከም ሳላፋውያንን ውሃቢምን እዩ ዝኸውን። ክሳብ ጽልዋታት ሳላፊን ዝሃለወ ኣብ መንጎ ጣሊባን ዝመርሓ ካቡልን ህግደፍ ዝመርሐን ከረን፡ ሓጋዝ፡ ተሰነይ፡ ኣቑርደት ወዘተ ዝኾነ ዝፈላሊ ነገር የለን።ሓንሳብ ኣብ ትሕቲ ሳልፊን ንዘኣተዉ ቡድሂስትስ፡ ክርስትያናት፡ ሽዓን ዘመናውያን ሱኒን እንታይ ከም ዘጋጠሞም ንፈልጥ ኢና።  ኣብ ሃገራት እስላም ዝርከቡ ውሁዳን ክርስትያናት ኣብ ትሕቲ ፍርሒ፡ ስደትን ራዕድን ብመንግስታት እተን ዝነብርወን ሃገራትን እስላማዊ ትካላትን ከም ዝነብሩ ንፍልጥ ኢና።

ኣብ ኤርትራ ዝተፋላለየ ሕግታትን ኣቀራርባን እዩ ዘሎ፡ ሓደ ንትግርኛ እቲ ካልኣይ ከኣ ንእስላም። ካህናትናን ድያቆናትናን ናብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ ከለዉ፡ መሻይኽን ተመሃሮ መድረሳን ግን ኣይምልከቶምን እዩ። ኦርቶዶክስ ሃይማኖትና ብዘይኣመንቲ ትግርኛን ካድራት ህግደፍን ክምራሕ ከሎ፡ ምስልምና ግን ክዕንብብ ተሓዲጉ። ህግድፍ ብጉልባብ ዘይምፍላጥን ጉደለት ንቅሓትን ንከም ሰላፊን፡ ውሃቢን፡ ኣሕዋት ምስልምና ዝኣመሰሉ ጥሩፋት ብዝለዓለ ክጽመሞም ተራእዩ። ንደቀንስትዮ እስልምና ከኣ ካብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ሸለል ክብለን ተራእዩ።

ኣብ ዓድታት ዝዋደዱ ከም ትምህርቲ፡ ሕክምና፡ መስመራት ኤለክትሪክን ዲጋታትን ብነበርቲ ወይ ኣብ ደገ ብዝርከቡ ደቂ ዓዲ ይምወል። ኣብ ኣስመራ ካብ 1991 ጀሚሩ ክልተ ወይ ሰለስተ ኣብያት ትምህርቲ ጥራይ ተሃኒጸን ይርከባ፡ እታ ሓንቲ ብቻይና ዝተመወለት ክትከውን ከላ እተን ዝተረፋ ከኣ ብነበርቲ ዝተሃንጻ እየን። እቲ ናጻ ተባሂሉ ዝወሃብ ትምህርቲ ኣውን እንተኮነ ብምኽኒት መመዝገቢ፡ ዲቪዛ፡ መጻሕፍትን ሕክምናን ወዘተ እንዳተባህለ ዘይተኣደነ ክፍሊት ይስላዕ። እዘን ክፍሊት ብዘይምኽፋሎም ካብ ትምህርቲ ዝቦኾሩ ደቂ ስውኣት፡ ድኻታትን ደቂ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎትን መሊኦም እዮም።

ethnic-cleansing5

ኣብ ዓድታት ምስልምና ዝትግበሩ መደባት ምህናጽ ኣብያት ትምህርቲ፡ ሕክምናን ካልኦትን ብገንዘብ ከፈልቲ ግብርን ብጉልበት ሃገራዊ ኣገልግሎትን እዩ ዝትግበር። ሕቡእ ዝበሃል ክፍሊታት ኣብዞም ዓሌታት የለን። ኣብ ርእሲ እቲ መንግስቲ ዝቕርበሎም ናይ ናጻ ትምህርትን ሕክምናን ኣገልግሎታት ናጻ ናይ መግቢ፡ ክዳውንቲ፡ መጻሕፍቲ፡ መድሃኒታት ወዘተ ይቕረበሎም።

ህዝብን መንእሰያትን ትግርኛ ብህግደፋዊ ሽበራ ተግዲዶም ናብ ስደት ኣምሪሖም ይርከቡ። መሸጣ መንእሰያት ትግርኛ ናብ ኣዕራብ ኣሰጋገርቲ ከኣ እቲ ዝለዓለ ንግዲ ናይ ካድራት ህግደፍ እዩ። በዚ ኣገባባ ብዙሓት ካድራት ሚሊዮናት ዶላራት ኣኻዕቢቶም ይርከቡ። መንእሰያትና ብዓረብ ኤርትራውያን ኣስላም ተጨውዮም መባድልትን መሸጣ ውሽጣዊ ኣካላትን ኮይኖም እዮም። ኣካላት መንእሰያትና በዞም ዓረብ ኤርትራውያን ተሸይጡ፡ ንጭውያት ንምፍታሕ ከኣ ሚልዮናት ገንዘብ ካብ ስድርኦም ናብዞም ሰባት ተሰጋጊሩ። ብዙሓት ኣወዳትን ኣዋልድን በዞም ሰባት ተዓሚጾም። ኣሽሓት መንእሰያት ከኣ ብሰራዊት ህግድፍ፡ ግብጽን ሱዳንን ተቐቲሎም። ብዙሓት ብሕሉፋት እስላማውያን ክስየፉ ከለዉ፡ ኣሻሓት ከኣ ንኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ባሕሪ ጠፊኦም።

መንእሰያት ትግርኛ ብህግደፍ ጥራይ ዘይኮነ በተን ኣብ ደገ ዘለዋ ተቓወምቲ ዝበሃላ ውዱባት፡ ናይ ተቓወምቲ ሚድያ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ትግርኛ፡ ክኢላታት ባህሊ ትግርኛ፡ ተጣበቅቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተባሂለን ዝጽውዓ ማሕበራት፡ ምሁራት ትግርኛን ካልኦትን ተኻሒዱ እዩ።

ሓደ ብዓዋሉ ህግደፍ፡ ብወትሃደራት ግብጺ ወይ ሱዳን ወይ ጅሃድ ተጨውዩ ዝተሸጠ፡ ኣካላቱ ዝስኣነ፡ ዝተዓመጸ፡ ዝተቐትለን ዝተሓርደን ሙስሊም ኤርትራዊ ኣይንረክብን ኢና። ብዙሓት ሙስሊም ኤርትራውያን ግን ኣባላት ዳዕሽ፡ ኣል ሸባብ፡ ኣልቃዒዳ ኣብ ሱዳን፡ ሊብያ፡ ሲናይ ግብጺ፡ ኢራቅ፡ ሶርያ ወዘት ኣለዉ። ብሰንኪ ጽልኢ መነንትናን ህይወትናን  ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ካልእ ከባቢታት ዓለምን ዘለዉ ሰላፊን ክገዝኡና፡ ክዕሙጹና፡ ክሓርዱናን ይደልዩ ኣለዉ። ዓሰርተታት ኣሽሓት ኣባላት ሕዉነት እስላምን ህዝበ ኣታሕሪርን ኣለዉ። ንኤርትራ ኣባል እስላማዊ ካሊፋ ክገብርዋ ዝደልዩ ብዙሓት ጁሃዳውያን ጉጅለታት ኣለዉ። ልዕሊ 80% ካብቶም ሓርበኛታት ተባሂሎም ዝጽውዑን ኣባላት ማእከላይ ኮሚቲ ህግደፍን ካብ ዓረባውነት ዘይተናገፉ ንኤርትራዊ ባህልን ቛንቋን ብዓረብ ቀይሮም ንኤርትራ ዓረባዊት ናይ ምግባራ ጥሙሕ ኣለዎም። ዝኾነ እስላም ኤርትራዊ  ኤርትራ ኣንተ ብቛንቋ፡ ብሸሪዓ ወይውን ብጂሃድ ናብ ናይ እስላም ዓለም ክትሕወስ ዘይብህግ የለን። ዝኾነ ኤርትራዊ ሙስሊም ንባህሊ፡ ኣነባብራን ክብርታትን ትግርኛ ክቅበል ዝደሊ የለን። ኤርትራውያን ሙስሊም ናቶም ሃይማኖትን ልምድታትን ካብ ናይ ትግርኛ መንነት፡ ባህልን ክብርታት ኣዝዩ ዝተፈልየን ዝማዕበለን ጌሮም እዮም ዝርእይዎ። ምስጋና ንህግደፍን ስነ ሓሳብ ምሁራን ትግርኛን ኤርትራዊ ትግርኛ ኣብ ዓሚቕ ናይ መንነት ቅሉውላውን ድንቁርናን ተሸሚሙ ይርከብ።

ከም ካልእ ግዜ ሎሚ ሓቢርና የሎናን። ሓደጋታትን ርእሰ ምትሓትን ንመንእሰያት፡ ደቀንስትዮን ህዝብን ትግርኛ ጥራይ ዝተዓደለ ዕጫ ኮይኑ ኣሎ።

ethnic-cleansing6

እዞም ኣብ ደገ ዝነብሩ ተቓወምቲ በሃልቲ፡ ናይ ተቓወምቲ ሚድያ፡ ናይ ኤርትራውያን ትግርኛ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ክኢላታት ባህሊ ትግርኛን ሙሁራት ትግርኛን ነዚ ዘጋጥም ዘሎ መቕዘፍቲ ንትሽዓተ ብሄራት ብማዕረ ዘጋጥም ከምዘሎ እዮም ዝዛረቡ። ናይዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገልጹ ጉጅለታት ጥሙሕ ፍትሒ ዘይኮነ ህርፋን ስልጣን እዩ። ልክዕ ከም ህግደፍ እዞም ኣብ ደገ ዝርከቡ ስሙያት ንናይ ትግርኛ ሃገራውነት ከም ትሕተ ሃገራውነት ወይ ጸረ ሃገራዊ ሓድነት ገይሮም እዮም ዝርእይዎ። ስለ’ዚ ከኣ ልክዕ ከም ህግደፍ ምስ ሓረድትና፡ ጨወይትና፡ ሸየጥትና ወዘተ እስላም ብምሕባር ዝንጹልናን ዝፈልዩናን።

ሓርነት፡ ፍትሒ፡ ግዝኣተ ሕጊ፡ ተሓታትነት፡ ግሉጽነት ምስ ኣድማዕን ጽፉፍን ሃገራዊ ትካላት እተድኣ ኣሎ ሰላም፡ ምርግጋእን ሓድነትን ክህሉ ግድን እዩ። ብመንጽር ፖሎቲካዊ ስለ ፍልጠት ይኹን ሃገር ብዛዕባ ሃገራዊ ሓድነት ኣብ ኤርትራ ክዛረብ ዝኽእል ሓደ እኳ የለን ምኽንያቱ ናይ ሓባር ሃገራዊ/ዓሌታዊ መንነት፡ ታሪኽ፡ ክብርታትን ዕላማን ሰለዘይብልና። ካብ ዝተፈላለየ መንነት፡ ታሪኽ፡ ክብርታትን ዘለና ኣብ ሓደ ሃገር ንቕመጥ ዘተፈላለየ ህዝቢ/ዓሌት ኢና። ኤርትራ ሃገረ ህዝቢ ናይ ብዙሓት ህዝብታት እያ። ብሃገራዊ ሓድነት ብሓደ ህዝቢ ጥራይ እዩ ክረጋገጽ ዝኽእል። ብመሰረት ኩሎም ናይ እንግሊዝ መዝገበ ቃላት ኣብ መንጎ ብሔረ ኣብ ግእዝ ወይ ሃገረ ኣብ ትግርኛ ዝኾነ ፍልልይ የለን። ኣብ ህግደፍን ስሙያት ትግርኛን ግን ብሔረ ወይ ሃገረ ዝተፋላለየ ትርጉማት እዩ ዝበሃል። ብመሰረት እዞም ጉጅለታት ብሔረ ማለት ሓደ ቋንቋ፡ መንነት፡ ታሪኽ፡ ልምድታትን ክብርታትን ዘለዎ፡ ብመንጽሩ ሃገረ ሓደ መንነትን ታሪኽን ዘለዎ ግን ከኣ ዝተፈላለየ ሃይማኖት፡ ክብርታት፡ ልምድታትን ቋንቋታትን ዝውንን ኣብ ሓደ ጂኦግራፍያዊ ከባቢ ህዝቢ ማለት እዩ። ብመሰረት ህግደፍን ስሙያት ትግርኛን ትርጉምን ኣገላልጻን ሃገረ ንምርድኡ ዘይከኣል እዩ።

ሓድነት ኣብ መንጎ ዝተፈላለየ ህዝብታት ሓድነት ኢልካ ክትጽውዖ የገርም እዩ። ዋላ እኳ ኣብ ትግርኛ ንሃገር፡ ክፍለሃገር ወይ ህዝብን/ዓሌትን ክትፈላልዮም ዝኸብዱ ኣንተኾኑ ኣብ እንግሊዘኛ ግን ጽቡቕ ገይሩ ፈላልይዎም ይርከብ።  ኣብ ናይ ህግደፍን ስሙያት ትግርኛን ትርጉም ግን ንኩሎም ሓደ ዓይነት መግለጺ ተዋሂብዎም ይርከብ።

ካብ ዘለዎም ዝተፈላለየ መንነት፡ ታሪኽ፡ ተኣማንነት፡ ክብርታትን ዕላማን ዝተበገሰ ዘይምትእምማን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ትግርኛን እስላምን ኣሎ። እዞም ክልተ ጉጅለታት ክልተ ዘይትዓረቑ ሓሳባትን ራእይን ብዛዕባ ኤርትራ ኣለዎም። ብዘይምትእምማን እሞ ከመይ ገይርና ኢና ሃገራዊ ሓድነት ክንምስርት። ኣብ ደገ ዝርከቡ እስላም ኤርትራውያን ኣካል ናይ እስላም ዓለም ኮይኖም ኣብ ኩሉ ጉዳያት ምስልምና ንጡፋት እዮም። ብፍላይ እዚ ካልኣይ ወለዶ ናይ ኤርትራውያን እስላምን ትግርኛን ዝኾነ ዝምድና የብሉን። ንሕና ምስ ኤርትራውያን እስላም ዝኾነ ሃገራዊ ሓድነት ክህልወና ዘይድልየና ምክንያት እዚ ሓሳብ ዘይርትዓዊ፡ ዘይጭበጥን ዘይኣድላይን ስለዝኾነ እዩ።

ኣብ ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ሕብረብዙሓዊ ህዝበ ሃገር ናጻ ዘይኮነ ሃገራዊ ሕብረት ወይ ሓድነት የለን። ሓድነት ወይ ሕብረት ክህሉ ተተደልዩ ማሕበረ ቁጠባዊ ደረጃታት ናይ ዓሌታት ክጸብብ ኣለዎ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግርኛ ሰፍ ዘይብል ግብሪ ብምስላዕን ብምግባርን ነተን ዝተረፋ ብሄራት ምምዕባል ብህግደፍ ዝስርሓሉ ሜላ እዩ። ኣብ ደገ ዘለዉ ተቓወምቲ ሃገራዊ ሕብረትን ሓድነትን ክምስርቱ ኣንተድኣ ይሓስቡ ኣለዉ፡ ነተን ካልኦት ብሄራት ብኸመይ ዘለወን ናይ ማሕበር ቁጠባዊ ድሕረት ከምዝፈትሕዎ ከነጹርልና ይግባእ። ንሓደ እንዳኣገበርካን ሰፍ ዘይብል ግብሪ እንዳኽፈልካን ሃገራዊ ሓድነት ምፍጣር ዘይቅኑዕን ዘይግብራውን እዩ። ኤርትራ ከም ናይ ኣፍሪቃ ዝመሳሰል ዲሞክራሲ እንተዝህልዋ ነይሩ ህዝቢ ትግርኛ ኣዝዩ ምበልጸገ ብኣንጻሩ ዓሌታትን ኣንዳታትን ምስልምና ናብ ድኽነትን ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ምተመልሱ። ናይ መንነትን ማሕበረ ቁጠባዊ ፍልልይ ኣብ መንጎ ትግርኛን እስላማውያን ዓሌታትን እንዳታትን ኣብ ዓለም እቲ ዝገፍሐ ምኾነ።

መብዛሕትኦም ኣብ ደገ ዘለዉ ተቓወምቲ እንታይ ይብሉ ዘይፈልጡ በሃማት እዮም። ገለ ካብኣቶም ንማሕበራዊ ምህንድስና ህግደፍ ከም ዘለዎ ርዒሞም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባህልዊ መንነት፡ ሃገራዊ ሓድነት ወይ ሕብረት ኣብ መንጎ ትሽዓተ ብሄራት ክፈጥሩ ዝህቅኑ ዉልቀ መለኽቲ እዮም። ምህናጽ ኤርትራዊ ባህላዊ ሃገራዊ መንነት ኣዝዩ ሓደግኛ ምርምርን ዘይግብራዊ ተበግሶ ብመደብ ንዓሌታዊ ምጽናት ህዝበ ትግርኛ ዝተኣልመ እዩ።

ኣብ ደገ ዘለዉ ብልሹዋት ተቓወምትን ምሁራን ኤርትራውያንን ሽግርና ኢስያስ ኣፍወርቂ እዩ እዮም ዝብሉ። ኢሰያስ ግን ምልክት ናይ’ቲ ሕማም ጥራይ እዩ። ሽግርና ፈተነ ምምስራት ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሕብረት ወይ ኤርትራዊ ሓድነት ኣብ መንጎ ትሽዓተ ብሄራት እዩ።

ምምስራት ምዕቡልን ብልጹግን  ሃገረ ህዝቢ ትግርኛ/ግእዝ ህዝቢ  ግን ቀሊልን ክውንነታውን እዩ። ድሕሪኡ ነቲ ኣብ መንጎ ሓደ ህዝቢ ትግርኛን ዓሌታትን እንዳታትን እስላምን ዘሎ ናይ ማሕበረ ቑጠባዊ ፍልልይ ምጽባብን ነቶም ውሁዳን ብክብረትን ብቅንዕናን ውሕስነት ምሃብ ይከኣል።

ዋላ’ኳ ኤርትራውያን እስላም ኣብ ልዕሊ ትግርኛ ዝኾነ እምነት ዘይብሎም እንተኾኑ፡ ስሙያትና ግን ምኽንያት፡ ታሪኽን ክውንነትን ብምርጋጽ ክንኣምኖም የገድዱና ኣለዉ። ብዘይ እምነት ክፍጠር ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ሃገራዊ ሓድነት የለን። ምስ ኣስላም ዜጋታትና ቅኑዕ፡ ክፉትን ግሉጽን ሕጋዊ ይኹን ማሕበራዊ ስምምዓት ክህልወና ንደሊ። እዚ ሕጋውን ማሕበራዊን ስምምዓት ክውንነታዊ ክኸውን ዝኽእል ግን ኤርትራ ሃገር ብሄር ናይ ትግርኛ ህዝቢ ምስ ትኸውን ጥራይ እዩ።

እስላም ኤርትራውያን ዓብለልቲ ኮይኖም ስልጣን እንተድኣ ሒዞም፡ ንህዝበ ትግርኛ ክሓርድዎን ከጥፍእዎን እዮም። ዘይተሰደ፡ ዘይተጎሳቐለ፡ ዘይተዓመጸ፡ ዘይተቀትለን ናይ ውሁዳን ዓሌት ኣብተን እስላማያን ሃገራት ዓለም የለን። ኤርትራውያን እስላም ቀዳሞት ንውሁዳን ዘኽብሩ ክኾኑ እዮም ኢልካ ምሕሳብ ከኣ ግርህነት ጥራይ እዩ።

ንህግደፍ ብምእላይ እቶም ሓደ መንነት፡ ባህሊ፡ ታሪኽን ክብርታትን ዘለዎም ሓደ ህዝቢ ትግርኛን ትግራይን ብምሕባር ንኤርትራ ሰላማዊት፡ ጽንዕቲ፡ ብልጽግትን ሕብንትን ሃገር ብምግባር፡ ምስ እታ ሓባራዊን ስትራተጂካውን ረብሓታት ዘለዋ እስራኤል ዝምድና ምምስራት።

ንመግዛእቲ እዮጵያ ዝሰዓርናዮ ምስ ህዝቢ ትግራይ ወይ ህወሓት ሓቢርና ደኣ እምበር ምስ ኤርትራውያን እስላም ወይ ተሓኤ ኮይንና ኣይኮንናን። ኣብ ብረታዊ ቃልስና ሃገራዊ ሓድነት ዝበሃል ነገር ኣይነበረን። ኣብ መንጎ ትግርኛን ኣዕራብ እስላምን ደማዊ ኩናት ተኻይዱ እዩ። ኣብ መንጎ ህግሓኤን ተሓኤን ዝነበረ ኩናት፡ ኩናት ኣብ መንጎ ሃገራውነት ትግርኛን ዓረብ ሃገራውነት እዩ ነይሩ። ኣብ መንጎ እቶም ሓደ መንነት፡ ታሪኽ፡ ክብርታትን ዕላማን ዝነበሮም ሓይልታት ኩናት ሓድሕድ ኣይነበረን። ምስ ኩሉ ሓገዛት ሃገራት ዓረብ ንኤርትራውያን እስላም ስዒርና ሕግን ስርዓትን ከነስፍን ክኢልና። ኤርትራ ሰላማዊትን ርግእትን ክትከውን ዝኸኣለት ንኤርትራውያን እስላም ስለዝሰዓርናዮም ጥራይ እዩ። ስሙያትና ግን እዚ ሰላምን ቅሳነትን ውጽኢት ሃገራዊ ሓድነትና ከም ዝኾነ እዮም ዝምድሩ። ክሳብ ግንቦት 24 1991 ኩናማ፡ ተዛረብቲ ትግረ ቤጃ፡ እስላም ቢሌን፡ ዓፋር ወዘተ ኣንጻርና ይቃልሱ ነይሮም እዮም።

ትግርኛ ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብቲ ኣብ ጥሪ 2013 ብእስላም ጥራይ ዝተፈተነ ፈተነ ዕላዋ መንግስቲ ምግላሎም ኣብ ስንባደ ሸሚምዎም እዩ። እዚ ዘረጋግጸልና ሓቂ ኣንተድኣ ኣሎ ኣብ ሓደ ሰራዊት ንልዕሊ 40 ዓመታት ዝተቃለሱ ትግርኛን እስላምን ኣብ ሓድሕዶም ምትእምማን ክሃንጹ ከምዘይከኣሉ እዩ።

ኩሎም እዞም ኣብ ደገ ናይ ኤርትራ እስልምና ተቓወምቲ በሃልቲ ንምትእትታዉ ሸሪዓን ንምምትእትታው ዓረብ ከም ወግዓዊ ሃገራዊ  ቋንቋን እዮም ዝንቀሳቀሱ ዘለዉ። እቶም ናይ ትግርኛ ተቓወምቲ ዝበሃሉ ግን ንዲሞክራሲ፡ ቅዋም፡ ምርጫ፡ ናጻ ፕረስ ወዘተ እዮም ዝቃለሱ። ንኩሎም ዝጠምር ሓደ ሕሳብ የብሎምን። ብዘይ ሓደ ዕላማ ክኣ ዝኾነ ክሓብር ዝኽእል የለን። እዚ ጽሑፋቶም ብምንባብ ብቐሊሉ ክትርድኦ ኣየጸግምን እዩ።

ህግደፍን ሃገራዊ ሓድነት ንምፍጣር ራዕድን ምኽንያት ምጽናት ህዝቢ ትግርኛን እዩ ዝጥቀመሉ። ብመሰረት መምርሒ ህግደፍ ዝኾነ ጸረ ሃገራዊ ሓድነት ወይ ዝኾነ ናይ ትግርኛ ባህልን እምነትን ክጠፍእ ጥራይ እዩ ዘለዎ። ብባህሪ ከኣ ናይ ትግርኛ ባህልን እምነትን ጸረ ሃገራዊ ሓድነት እዩ። ኣብ ደገ ዝርከቡ ተቓወምቲ በሃልቲ ፡ ናይ ተቓወምቲ ሚድያ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ትግርኛ ኤርትራ፡ ክኢላታት ባህሊ ትግርኛ ኤርትራ፡ ምሁራን ኤርትራን ንሃገራዊ ሓድነት ንምፍጣር ራዕድን ንህዝብና ጸጥ ንምባል ይጥቀሙላ ኣለዉ። እዞም ኣካላት ምስ ህግደፍ ሓቢሮም ንምጽናት ትግርኛ ይሰርሑ ኣለዉ።

መነባብሮ እስላም ኤርትራውያን  ኣብ መደያት ጥዕና፡ ትምህርቲ፡ ትሕተ ቅርጺ፡ ባህሊ፡ ወዘተ ብዋጋ ህዝቢ ትግርኛ ቅልጡፍ ዕቤት ኣርእዮ። ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ዓበይቲ፡ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ትግርኛ ቀጻሊ ግፋታት የካይድ። ብኣንጻሩ ኣብ እስላም ከምኡ ዝበሃል የለን ጥራይ ዘይኮነ ደቂ ኣንስትዮኦም ውን ሃገራዊ ወትሃደራዊ ኣገልግሎት ክገብራ ኣይግደዳን እየን። ድሕሪ ናጽነት ኣማኢት ኣሽሓት እስላም ቤጃ፡ ትግረ ን ራሻይዳን ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ተመሊሶም።  ቅድሚ ናጽነት ኣብ መታሕት ሞት ህጻናት 600 ካብ 1000 እዩ ነይሩ። ካብ 2005-2010 ኤርትራ ኣብ ዓለም ሻብዐይቲ ዝለዓለ ወሰኽ ህዝቢ ዝተራእየላ ሃገር ነይራ። እዚ ኩሉ ዕቤት ናይ እስላም ኤርትራውያን ዕቤት እዩ።

ኣብ 1992 ካብ ሓሙሽተ ኣብ ትግርኛ ዝውለዱ ቆልዑ፡ እቶም ኣርባዕተ ይዓብዩ ነይሮም። ኣብ 2013 እቲ ቁጽሪ ብገማጋም ናብ 2.5 ወሪዱ። ኣብ 1992 ሓንቲ እስላም ኣደ ኣብ መታሕት ሰለስተ ቆልዑት ክትወልድ ከላ ዝዓቢ ግን ሓደ እዩ ነይሩ። ሕጂ ግን ሸውዓተ ክትወልድ ከላ፡ ሓሙሽተ ካብኦም ይዓብዩ ኣለዉ። ካብ ህዝቢ ትግርኛ ብመልክዕ ግብሪ፡ ናጻ ጉልበትን ክእለትን ብዝተወስደ ሃብቲ ናጻ ናይ ትምህርትን ሕክምናን ኣገልግሎት ይረኽቡ ኣለዉ። እዚ ኣብ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ብህግደፍ ዝተገብረ ምጽናት ዓሌት እዩ። ከም ኣካል ምጽናት ዓሌት ደቀባት ትግርኛ መቦቆላዊ ዓድታቶም ክገድፉ ከምዝተገብረ ዘረጋግጽ ማእለያ ዘይብሉ ጭብጥታት ኣሎ።

ዓበይቲ ስልጣኔታት ከባቢና ከም ግብጺ፡ ሶርያ፡ የመን ወዘተ ብኣዕራብ ተውሪረን መንነትን ኣጥፊአን ሃገራት ዓረብ ከምዝኾና ንዕዘብ። ንሕና ግን ሳላ ዘይሕለል መኸተ ቀዳሞት ኣቦታትና እቲ እንኮ ካብ ወረራታት እስላም ዓረብ፡ ክርስትያናት ማእክላይ ምብራቅን ኤውሮጳውያን ሚሲዮናትን ዝደሓነ ስልጣነ ክንከውን በቒዕና።

ብሰሪ ኢጣልያውያን ዝገደፍዎ ብልሽው ናይ መሪሕነት ደርቢ ሎሚ ኣዕራብ እስላም ንፈለማ ግዜ ኣብ ታሪኽ ንምድርና ክቆጻጸርዎ ጀሚሮም ኣለዉ። ኣብ 1926 84% ዝነበረ ብዝሒ ክርስትያናት ኣብ ሊባኖስ ኣብዚ ግዜ’ዚ ናብ ትሕቲ 40.4% ወሪዱ ይርከብ። እዚ ንክርስትያናት ሊባኖስ ዘጋጠሞም ነገር ሎም ንህዝቢ ትግርኛ ኣብ ኤርትራ የንጸላልዎ ኣሎ።

ኣብ ስልጣን ዘለው ይኹኑ ከምተቓውሞ ኣብ ደገ ዝርከቡ መራሕቲ ትግርኛ መታን ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓድነት ክሕሎ፡መሬትና ክንገድፍ፡ መንነትና ክንርስዕ፡ ንእስላም ከነግልግልን ይምህሩና፡ ይድርኹና፡ ይግድዱናን ኣለዉ። ምስ እስላም እንተዘይሓቢርና ከምቲ ኣብ ዒራቕ፡ ሶርያ፡ ሶማልያ ወዘተ ዘጋጠመ ኩናት ሓድሕድ ከጋጥም እዩ እንዳበሉ የፈራርሑና ኣለዉ። ኣብ ኤርትራ ግን ኣዚ ከጋጥም ኣይክእልን’ዩ ምክንያቱ ኤርትራውያን እስላም ዓሌታትን እንዳታትን ነዚ ተጸቒጡን ተዋሲኑን ዘሎ ህዝቢ ትግርኛ ክገጥምሉን ክቃወምዎን ዘኽሎም ሓይሊ ስለዘይብሎም።

ዓሌታትን እንዳታትን ኤርትራ ኣካል ናይ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዘሎ ቤጃ፡ ኢትዮጵያውያን ዓፋርን ክልል ኣምሓራ(ኣገው ኣዊ ) ንናይ ጁቡቲ ዓሌታትን እንዳታትን እዮም። እዞም ዓሌታትን እንዳታትን ብኣንጻር እቲ ኣብ ዝሓለፈ 40 ዓመታት ብህግደፍ ክግበረሎም ዝጸንሐ ምዕጣቕን ምንቃሕን ካብ ኣብ ካርቱምን ኣዲስ ኣበባን ዘለዉ መንግስታትቶም ዝኾነ ኣገልግሎት ይኹን መሰላት ሓቲቶም ኣይፈልጡን።

መጻእተኛታት ኤርትራውያን እስላም ኩናት ሓድሕድ ክገብሩ ኮነ ንደቀባት ህዝቢ ትግርኛ ክስዕሩ ዘኽእል ሓይሊ የብሎምን። በዘይ ደቀባት ትግርኛ እዞም ዓሌታትን እንዳታትን ከምቲ ኣብ ምብራቕ ሱዳን፡ ኢትዮጵያን ጁቡቲን ዘጋጥሞም ዘሎ ብዓሶ፡ ቲቢ፡ ጥሜትን ካልእን ምሞቱን ምተሳቐዩን ነይሮም። እዞም እንዳታት ካብቲ ንህዝቢ ትግርኛ ዝጸልእዎ ንላዕሊ ኣብ ንሓድሕዶም ዓሚቕ ጽልኢ ኣለዎም። ካብ 1950 ክሳብ 1980ታት ነዞም ቀቢላታትን  እንዳታትን ዝሓገዛን ዘዕጠቃን ሃገራት ዓረብ ሎሚ ሰለዘይለዋ ደጊመን ክመጻ ኣይክእላን እየን። ሶርያ፡ ዒራቕ፡ የመን፡ ሊብያ ወዘተ ንሓዋሩ ክወጻሉ ኣብዘይክእላ ዓዘቕቲ ተሸሚመን ይርከባ። ግብጺ፡ ሱዳን፡ ሱዕዲ ወዘተ ኣንተኾና’ውን ሰንከልከል ኣብ ምባል እየን ዝርከባ።

ምትንሳእ ኢራንን ምንቕስቃስ ሺዓ እስላም ኣብ የመን፡ ባሕሬን፡ ሱዕዲ ዓረብ፡ ወዘተ ኣረኣእያን ዕላማታትን ንጉሳውያን ሃገራት ወሽመጥ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተቐይሩ እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ምስፍሕፋሕ እስላምን ቋንቋ ዓረብን ቀዳማይ ዕላማ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣይኮነን። ሕጂ ንኤርትራ ከም ወተሃደራዊ፡ ፖሎቲካዊን ዲፕሎማስያውን እስትራተጂካዊት መላፍንቲ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ኢራንን ምስፍሕፋሕ ሺዓ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን እየን ዝርእይኣ።

ናይ ሎሚ እስላም ተቓወምቲ ኤርትራ ብኢህወደግ/ህውሓት ደኣ እምበር ኣዕራብ/እስላም ኣይኯናን ዝምወላ ዘለዋ። ናይ ምግባር ዓቕምን ውሽጣዊ ብርትዐን ስለዘይብለን ህውሓት/ኢህወደግ ካብ ምወላ ደው እንተይሉ ብኡ ገይረን ክጠፍኣ እየን።

እስላም ኤርትራውያን ብምጽናት ዓሌት ህዝቢ ትግርኛ ተሓተቲ ኣይኮኑን። ኤርትራዊ ህዝቢ ትግርኛ በቶም ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ኣብ መንጎ ትሽዓተ ብሄራት  ክፍጥሩ ዝህቕኑ ዘለዉ ስሙያት ትግርኛ ኤርትራውያን እዩ ካብ መበቆል መሬቱ ዝጸንት ዘሎ። እዚ’ዩ እምበኣር ፖሎቲካዊ ዕላማ ህግደፍን ኩለን ናይ ትግርኛ ፖሎቲካዊ ሰልፍታትን። ካብዚ ክንድሕንን ንዘሐብን ስልጣኔናን ክንዕቅብ ኣንተኾይና ካብዞም ጥልያን ዘቐመጠልና መዝመዝቲ ስሙያት/መራሕቲ ክንናገፍ ኣለና።

እዚ ምጽናት ዓሌት ህዝቢ ትግርኛ ንህዝባዊ ምልዕዓል ኣንጻር ህግደፍ ዘይከኣል ገይርዎ ይርከብ። ኣዝዩ ዓቢ ባህጊን ትጽቢትን ዘለዎ ትግርኛ ጥራይ እዩ ነዚ ነገር ክምክቶ ዝኽእል። ነዚ ክውን ንምግባር ከኣ ዓቢ ዋጋ ከፊሉ እዩ። እተን ካልኦት ቀቢላታትን እንዳታትን ካብቲ ዝኸፍልኦን ዝተጸበይኦን ንላዕሊ ስለ ዝረኸባ ንህግደፍ ዝቃወማሉ ኣብነት የለን።

ህወሓት/ኢህወደግ ንቅረባት ማሓበራዊ ድሕለ ገጻት፡ Oromo Media Network (MON), Ethiopia Satellite Television and Radio (ESAT) ዝተቓልዐ ኣስታት 90 ሚሊዮን ስራሕ ኣልቦን ዘይቀዋሚ ስራሕ ዘለዎን መንእሰይ ኣለዎ። ብመንጽሩ ከኣ ዋሕዲ ሽቅለት፡ ውሱን ዕድላትን ዓቕምን ግኑን ብልሽውናን ይርከብ።

ብኣንጻሩ ህግደፍ ካብ ህዝባዊ ናዕቢ ከይሰግአን ከይተሰከፈን ተዛንዩ ንህወሓት/ኢህወደግ ካብ ስልጣን ንምእላይን ዘምርግጋእ ንምፍጣርን ይሰርሕ። ድሕሪ ምውዳቅ ህውሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምጽናትን ሃገራዊ መንነት ብምዕናውን ሓድሽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባህላዊ መንነትን በቲ ከኣ ሓድሽ ኢትዮጵያዊ ሃገራዊ ባህላዊ መንነትን ምፍጣር እዩ።